ኣጠቓቕማ ኮምፑዩተር ብቐሊል ኣገባብ

250.00 kr

Artikelnr: Harboy-Tigrinya-002-2 Kategori:

Beskrivning

ትምህርቲ ኮምፑዩተር ብትግርኛ

ኮምፒተር ቫይረስ ሓደ ንእሽቶ ሶፍትዌር ፕሮግራም ኮይኑ ካብ ሓንቲ ኮምፑዩተር ናብ ካልእ እናተላብዐ ንመስርሕ ኮምፑተር ዘተዓናቕፍ’ዩ። ቫይረስ ኣብ ኮምፑዩተር ዘሎ ሓበሬታ ከበላሹ ወይ’ውን ምሉእ ብምሉእ ከዐኑ ይኽእል። ኮምፒተር ቫይረስ ዝሓልፈሉ መንገድታት፡ ኮምፒተር ቫይረስ ብቐንዱ ብመንገዲ ኢንተርነትን ዲስክታትን’ዩ ዝላባዕ። ብፍላይ ብመንገዲ ኢንተርነት ምስ ኢመይል ተታሓሒዞም ዝመጹ ላቔባታት ...

Recensioner

Det finns inga produktrecensioner än.

Endast inloggade kunder som köpt den här produkten får lämna en recension.